ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ናይ 2011 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝተሐደሰ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሮም ከትሕዙ አለዎም

3 ቫት ወይ ቲኦቲ ተመዝገብቲ ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ሰነ ወርሒ 2011 ዓ/ም ዲክላርሲዮን ከቅርብ ዝኽእል፤

4 ናይ 2011 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

5 ናይቲ ጨረታ መኸበሪ ብስፒኦ ብር 20,000.00 ከቅርብ ዝክእል፤

6 ካብ እስፐሲፊኬሽን ወፃኢ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን።

7 እዚ ጨረታ ሲዒርኩም ምስ ተብሃለ አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕል አሲሩ እቲ ንብረት ከቅርብ ዝክእል፤

8 አብቲ ጨረታ ሰነድ ምስ ሙሉእ ናይ ትካልኩም ማህተምን ሽምን ይጠቀሙ።

9 እቲ ጨረታ ቤት ትምህርቲና 20% ናይቲ ንብረት ምቅናስን ምዉሳክን ይክእል እዩ

10 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ ጥራሕ)  ብምክፋል ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ /ጥቃ ሙዝየም ሃፀይ የዉሃንስ/ ቢሮ ቁፅሪ 360 ወይ ድማ ኣብ ቤት ትምህርትና ቢሮ ቁፅሪ 25 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 2፡30 ክሳብ 6፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ምዉሳድ የካኣል

11 እዚ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ  ኣብቲ ዕለት 4፡30 ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 360 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት::

12 ቤት ት/ት እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይዅን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

13 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345-599841 ምድዋል ይካኣል እ