ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነ

2 ወርሓዊ ዝርዝር ሒሳብ ዝገበሩን መረዳእታ ኣተሓሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለሉ መረዳእታ ዘቅርቡ

4 ናይ ጋራዥ ደረጃ ብቅዓት 4ይን ካብኡ ንላዕሊን መረዳእታ ዘቅርቡ

5 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘሎዎም

6 ጨረታ መከበሪ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ተወዳደሪቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስሩ ዝክእሉ

6 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ፖስታ ማሕተም ፌርማ ሙሉእ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ክኮን ይግባአ

8 ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ 50.00/ሓምሳ ቅርሺ/ ወሲዶም ዝመልእዎ ኣብ ኮሚሽን ፖሊስ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 30/11/2011 ክሳብ 15/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ  ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

9 ሰዓራይ ንግዚኡ መቀያየሪ ኣቅሓ ትክክለኛነቱ ኣረጋጊፁ ብፁሑፍ ከቅርብ ዝክእል

10 ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ን ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

11 ሰዓራይ ዝፍለጠሉ ብጠቅላላ ድምር ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 44 40 65  77 ወይ ድማ ኣብ ቢሮ ኮምሽን ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይካኣል