ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ እቶት ምትእልላሽ ስራሕቲ ንምስራሕ ዘክእል ፍቃድ ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝሓደሰን ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለዮ ቁፅሪ ዘለዎ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑን

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ ዕለት 25 /11 /2011 ዓም ጀሚሩ ን 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

3 ፕሮፎርማ ዝቅርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 29/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 11:00

4 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 30 /11/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00  ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 01 77