ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

  1. 1. ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም
  2. 2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፊ  ዘለዎ
  3. 3.  ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም
  4. 4. 2% Withholding tax ክኽፍል ዝኽእል
  5. 5. ናይ መቅረባይ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል
  6. 6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ካብ ዝተገለፀልኩም እዋን ጀሚሩ 5+ መዓልቲ ብኣካል ብምቅራብ ትኽእሉ  ነጋዶ ንግዲ ፍቓድኩም ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር  ኮፒ  ምስ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ፣ ናይ ትካለኩም ማህተም ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 23/11/2011ዓ/ም ክሳብ // ዓ/ም ክሳብ 25/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡00  ክትቀርቡ/ ክትወዳደሩ ትኽእሉ
  7. 7. እቲ ፕርፎርማ ዕለት 25/11/2011 ዓ/ም  ሰዓት 9፡30 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት
  8. 8. ንተወሳኪ ሓበሬታ  ብስልኪ ቁፅሪ 0344415291/ 0344415152 ደዊልኩም ምሕታት ይኸኣል

ንዳ/ዳሬክቶሬት ዕዳጋን ፋይናንስ ምመ/ር ንብረት ታ.ቁ 4-01073 ት.ግ ሞዴል LAN 25

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት (materiel)

ዓይነት መኪና

መፍለይ ቁፅሪ

መዐቀኒ

በዝሒ

01

Cover clutch

LAN 25

31210-OK210

Pis

01

02

Master frin assy

LAN 25

47201-OK010

Set

01

03

Battery boldern

 LAN 25

70AM

Pis

01

ንዳ/ዳሪክቶሬት ኣ/ስ/ሓይሊ ታ.ቁ 4-01068 ትግ ሞዴል LN166L

ተ.ቁ

 ዓይነት ንብረት (materiel)

ዓይነት መኪና

መፍለይ ቁፅሪ

መዐቀኒ

በዝሒ

01

Jack assy

LN166L

09111—35170

Ris

01

02

Bush front suspension

LN166L

48635-26010

Ris

02

03

Bush front stabiliger

LN166L

48815-14160

Ris

02

04

Bolt

LN166L

90105-14025

Ris

02

05

Tank assy

LN166L

77001-3D914

Ris

01