ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝኮነ መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ፕሮፎርማ ዝቅርበሉ እቲ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 25/11/2011 ዓም ሰዓት 11:00 ናይ ድሐሪ ሰዓት ኣታዊ ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 26/11/ 2011 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይከዉን

ስልኪ ቁፅሪ 0344400177