ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጉሎ መከዳ

1 ናይ ተጫረቲ ሽም: ፊርማ :አድራሻ :ማሕተም አብቲ ሰነደ ጨረታ ክህልዎ አለዎ

2 ንናይ መካይን በዓል ሞያን ጋራዥ ግልጋት ፅገናን ሰርቪስን ናይ 2011/12 ዓም በቢ ዓዉዲ ስርሑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ናምበር ዝተሐደሰ መቅረባይነት :ቫተ ዝተመዝገብሉ ሰርተፊኬት ወርሓዊ ቫት ናይ ወርሒ ሰነ 2011 ዲክሌር ዝገበርሉ ዝተገናዘበ መረዳእታ ኮፒ ከቅርብ ዝክእሉን ከምኡድማ ንናይ ሞተር ሳይክላት ፅገናን ሰርቪስን ናይ ፎቶኮፒ ግልጋት ንቀለብ እሱራት ናይ 2011/ 2012 ዓም ዝተሓደሰ ናይቲ ዓዲ ስራሕ ንግዲ ፍቃ ቲን ነምበር መቅረባይነት ሰርትፍኬት መረዳእታኩም ብምቅራብ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ

3 ብመሰረት እዚ ዝተዳለወ ስፔስፊኬሽን ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ናይ ጨረታ መክበሪ ንናይ መካይን በዓል ሞያን ጋራዥ ግልጋት ፅገናን ሰርቪስንብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይዉን ብጥረገንዘብ ብር 10000 ከምኡድማ ንናይ ሞተር ሳይክል ናይ በዓል ሞያ ሰርቪስ ፅገና 5000 ቅርሺ ንግልጋሎት ፎቶኮፒ 3000 ቅርሺ ንቀለብ እሱራት 3000 ቅርሺ ብሽም እቲ ቤት ፅሕፈት ከትሕዙ ዝክእሉ

 5 ጨረታ ዝዕፀወሉ 13/ 12/ 2011 ዓም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም 13 /12/ 2011 ዓም ሰዓት 4፡30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ኣብ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምምር/ን ይከዉን

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344340126 ወይ 0914289903/ 0937037779 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል