ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ

ዝስዕቡ ረቃሕታት ከተማልኡ ይግባእ

ናይ 2011 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃ

ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅሪ

ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት

ቫት ተመዝገብቲ ተኮይኖም ናይ ቫት ሰርትፍኬት ክተቅርቡ

ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 18 /11/ 2011 ዓም ክሳብ 22 /11 /2011 ዓም ሰዓት 11: 30 ወሲድኩም ክተቅርቡ ትክእሉ

ፕሮፎርማ ዕለት 23/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344403447