ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ

ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለዮ ቁፅርኩም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኩም ብምትሕሓዝ ሽም ኣድራሽን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ብምግባ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/ 11/ 2011 ዓም ክሳ 18/ 11/ 2011 ዓም ሰዓት 9:00 ምቅራብ ትክእሉ

እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/11/2011 ዓም ሰዓት 9:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344415291 /0344415152 ይደዉሉ