ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቢሮ ፍተሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምም/ርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 317 ብምቅራብ ካብ ዕለት 15/11/2011 ዓም ክሳብ 17/11/2011 ዓም ክወስድ ይክእለ

3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/11/2011 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 9:00 ድሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714