ማሕበር በዓል ንብርት ደረቅ ፅዕነትን ኣመላለስቲን ውሽጢ ዓዲ ደረጃ 3 ሸዊት መሰቦ

 1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ሙያ ፍቃድ

3 ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታተሊ 5 መዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ቐዳማይ ወያነ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 113 ለ ናይ ኦዲት መግብሪ ዋጋን ዘይመለስ ኣድላይ ደኩሜንት ፎቶ ኮፒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክተቅርቡ ንገልፅ

4 እቲ ድርጅት ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ሓበሬታ ተወዳደርቲ እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ግዘ ጀሚሩ እቶም ኦዲት ዝግበረሉ ናይ ሒሳብ መዛግብትን ናይ ኣታዉን ወፃእን ደረሰኝ ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፁ ምርኣይ ዝከኣል ማከኑ ንሕብር

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስቁ 0344418942