ትካል መኣድን ምውፃእ ኢዛና

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ 2011ዓ/ም ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት፣ ናይ ቫት ምስክር ወረቀት፣

2 ናይ ግልጋሎት ወሃቢ ምዝገባ ሰርቲፊኬት

3 ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ 05/11/2011 ዓም ጀሚሩ ሓደ ሚኢቲ ብር /100/ ብር ብምክፋል ብኣካል ብምቅራብ ክትወስዱ ትእክሉ ምዃንኩም ንሕብር፡፡

4 ፋይናንሻል ቴክኒካል ሰነድ ሓደ ሓደ ኦርጂናልን ሐደ ሓደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ናይ ጨረታ መከበሪ 2 ሚኢታዊ ናይቲ ዘቅርብዎ ጠቅላላ ዋጋ ብመልክዕ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 እቲ ጨረታ 24/11/2011 ዓ/ም ሰዓት ሰዓት 6:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት።

7 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-746424 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።