ኮሌጅ ትምህርትን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብዩ ዓዲ

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 11/11/2011ዓ/ም ክሳብ 15/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0937-026218/0926-783783 ምድዋል ይከኣል፡፡