ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 04/11/2011ዓ/ም ክሳብ 0911/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                      2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406595/ፋክስ 251-3424414466 ምድዋል ይከኣል፡፡