ሆስፒታል ዉቅሮ

1 ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድን ንግዲ ስራሕ መረዳእታ ዘቅርብ፤

2 ናይ ሸቀጠ ሸቀጥ ዝምልከት ዝወዳደሩ ጥራሕ ቫት ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ብቢሮ ኤጀንሲ ልምዓት እቶት ናይ ግብሪ ከፋልቲ መለለይ ካርድ ቲን ዝተመዝገቡ ምዃኖም መረዳእታ ዘቅርቡን፤

4 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቅርብ፤

5 ንመንግስቲ ካብ ዊዝሆልዲንግ ንምክፋል ዝተገለፀ ብርን ንላዕልን እንተቅርብ 2% Withholding tax ክቆርፅ ዝክእል፤

6 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/10/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 09/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይከውን፡፡

7 እቲ ጨረታ ዕለት 09/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅደሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ዝክፈት ኮይኑ ተወዳደርቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም እንተተረኪቦም ይምረፅ።

8 ተጫረቲ ናይ ኣስቤዛ ዝምልከት ናይ ኣትክልትን ፍራምረን፣ ሸቀጣ ሸቀጥ ዝምልከት ናይ ሸቀጣሸቀጥ፣ ስጋ ዝምልከት ናይ ስጋ፣ እንቋቁሖ ዝምልከት ናይ እንቋቁሖ ጣፍ ዝምልከት ናይ እክሊ ንግዲ ፍቃድን ከቅርብ ዝክእል፤

9 ሰነድ ጨረታ ካብ ደ /ከ/ ስ/ ዕደ/ ፋይ /ንብ /ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 01 ብር 30 ከፊሎም ምውሳድ ይክእሉ ፡፡

10 ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ኣቅሓ ጀነሬተር ዉዕሊ ብምእሳር 10% ናይቲ ጠቅላላ ዋጋ ዉዕሊ መኸብሪ ብዝተረጋገፀ ባንኪ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዝብ ክትሕዙ ግዴታ አለዎም።

11 ኣስቤዛ ስጋን ዝሰዓሩ በቲ ዝሰዓርዎ ዋጋ መሰረት ብናይ ሆፒታልና ትእዛዝ /በዝሒ/ መሰረት ክሳብ ታሕሳስ 30/2012 ዓ/ም ኩሉ ግዜ ንስጋ ሶኒን ሓሙስን ንኣስቤዛን እንቃቁሖን ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ / ሓሙስ/ በቢሰሙን ከቅርብ ዝክእል፤

12 ጨረታ ዘሸነፈ በቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ተቀሚጡ ዘሎ በዝሒ መሰረት ኣብ ዘድልየሉ ብናይ ሆስፒታልና ትእዛዝ ክሳብ ታሕሳስ 30/2012 ዓ/ም በቲ ዝሰዓሮ /ዘሸነፎ/ ዋጋ ከቅርብ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

13 ተጫረትቲ ንዝስዓርዎ ዓይነት ኩሉ ብናይ ባዕሎም መራገፍን መፅዓንን ከምኡውን ትራስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈትና ሰቶር ክፍሊ ከቅርቡ ዝክእሉ ምዃኖም፤

14 ተጫረትቲ ንጨረታ መከበሪ ነንሕድሕዱ ዘርፊ ንግዲ ብር 3000.00 ሽሕ ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

15 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-430057 ደዊልካ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል፡፡