ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል

ተ.ቁ

ዓይነት ስራሕ

መዐቀኒ

ናይ ሓደ ዋጋ

መግለፂ

ብር

ሳን

1

ኣብ ላጪ ሳይት ጥቃ ላጪ 1ይ ብርኪ ዝርከብ ሳይት ሓመድ ኩዒትካ፣ ኣውፂእካ፣ ብመኪናካ ሰራሕተኛታትካ፣ ፅዒንካ፣ ወሲድካ ምጉሓፍ/ ምርጋፍ

16 ሜትር ኩብ ትሕዝ ሲኖ ትራክ

1 እቲ ሓመድ ዝፈሰሉ/ዝራገፈሉ ቦታ ካ 3-3.5 ኪ/ሜትር ካ ሳይት ይርሕቅ

2 ኣዚ ጨረታ ዝሳተፉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ይኮኑ፤

3 ተጫረቲ ልዕል ኢሉ ብዝተቀመጠ ሰንጠረዥ መሰረት ዋገኦም ብዝተኣሸገ ፖስታ ማህተም ዝዓረፈሉን ክሳብ 01 ሓምለ 2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 የቅርብ፡፡

4 ጨረታ ዝክፈተሉ 01 ሓምለ ሰዓት 11፡00 ይከውን፡፡

5 እዚ ማሕበር እዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0930-465676 /0914-313783 /0914-704984