ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 20/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                            2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

                                       ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403663/404346 ምድዋል ይከኣል፡፡