ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ተጫረቲ ከማልኡዎም ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይ 2010ዓም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ፤

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ፤

3 ናይ ዝኣተዎ ዋጋ 2% ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል፤

3 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ 13/10/2011 ዓ/ም ክሳብ 18/10/2011ዓ/ም ይኸውን። ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ርን ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም፡፡

4 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ኮይኑ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2ይ ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምም/ር ክክፈት እዩ፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ወይድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።