1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይበነትን ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 መቅረብቲ ካብ 13/10/2011 ክሳብ 17/10/2011 ዓም ሰዓት 11:30 ሰነድ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ
4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/10/2011 ዓም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
5 ተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406380