ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

1 ናይ 2011 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይበነትን ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መቅረብቲ ካብ  13/10/2011 ክሳብ 17/10/2011 ዓም ሰዓት 11:30 ሰነድ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 18/10/2011 ዓም ሰዓት 4:30 ተወዳደርቲ ወይ ተወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

5 ተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342406380