ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል

ዓይነት ስራሕ

መዓቀኒ 

ናይ ሐደ ዋጋ

መብርሂ

ካብ ላጪ ሳይት ሓመድ ኩዒቱ አዉፂኡ ብመኪንኡ ፅዒኑ ወሲዱ ዝጉሕፍ

ንሐደ ሲኖበ ትራክ (16m3)

1 ሕጋዊ ተጫረቲ ዋግኦም ብዝተአሸገ ፖታ ክሳብ ዕለት 17 ሰነ 2011 ዓም ሰዓት 10:00 ከቅርቡ አለዎም

2 ቦታ ቤት ፅሕፈት ቐደማይ ወያነ ህንፃ ቁፅሪ መ/D ይከዉን ብድሕሪኡ እዚ ዕለት ዝቐርብ ተቐባልነት የብሉን

 ስቁ : 0930465676 / 0914704984