ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ

1 ናይ ተጫራታይ ሽም ፊርማ ማህተም ኣድራሻ ክትገብሩ ይገባእ

2 ናይ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮኑ ናይ ወርሒ ሰነ ዲክላራስዩን ከቕርብ ዝከእል

3 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መቕረባይነትን ከቕርብ ዝከእል

4 ናይ ሐደ ዋጋ ምሰ ቫት ነፂሩ ከቕርብ ዝከእል

5 ተጫራታይ ምሰሰዓረ እንተዘይተስማሚዑ ዘትሐዞ ገንዘብ አይምለስን

6 መኽበሪ ጨረታ 5000 ሽሕ ሐሙሽተ ሽሕ ከትሐዝ ዝኽእል

7 እቲ ጨረታ ሐምለ 30/2006 /ም ሰዓት 8:00 ተዓፂዩ ሐምለ 30/11/2006/ም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተለኸብሉ ይኽፈት

8 ኣብ ግለፂ ጨረታ ዝሳተፍ ካብ ደረጃ 03 ንላዕሊ ኮይኖም ብመንገዲ ትራንስፖርት ክልል ትግራይ ቆዋሚ ሰርቲፍኬት ዝተዋሃበ ጋራጃት ጥራሕ ምኮኖም ንገልፅ

9 እቲ ዝጫረት ነጋዳይ እኩል ሓይሊ ሰብን መሳርሕን ዘለዎ ክኮን አለዎ

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347770419 ምሕታት ይካኣል እዩ መቐለ