ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

1 ናይ 20102/011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣መለለይ ቁፅሪ ከፋለይ ግብሪ፣ ወረቀት ምስክር መቅረበይነት ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብትን፣ ወረቀት ምስክር  ናይ ቀረባ ግዜ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ፣

2 መከበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 10000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንመለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ብስክሌት 3000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ንመመላክዒ መኪና 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ውሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ወይ በባንኪ ዝተረጋገፀ መኣዘዚ ክፍሊት ቼክ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከትሕዝ ዝክእል፤

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኬዝቲም ዕደጋ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል፡፡

4 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

5 ተጫረቲ መወዳደሪ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ወይ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎም፡፡

6 ዝኮነ ይኩን ተወዳዳራይ እቲ ትካል ካብ ዘሰናድኦ ስሩዕ ትካል ጨረታ ብክፋል ምቅራብ ኣይክኣልን፡፡

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ኣድራሻና ኣብ ምም/ር ከተማ መቀለ ህንፃ ኣግኣዚ ኦፕሬሽን ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተክርስትያን ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 34 እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757/ 0344-408501 ምድዋል ይከኣል: