ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ አድያቦ

  • - ስካቫተር ማሽን ክራይ ዶዛን ካት

1 ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ ፤

2 ናይ 2011 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰ፤ ሊብሬ ማለት ዋንነት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ መጋቢት 2011 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርብ ዝክእልን ከምእዉን ናይ ዝተሐደሰ መረዳእታ መቅረባይ ከቅርብ ዝክእል፤

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 06/09/2011 ዓም ክሳብ 20/09/2011 ዓ/ም ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 60 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ኣዲያቦ ክትወስዱ ትክእሉ ፡፡

6 ኣብ መንግስታዊ ጨረታ ዝተኣገደ ዝኮነ ይኩን ትካል ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ኣይፍቀድን፤

7 ከይዲ ጨረታ ብዘይአግባብ ንመዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ጨረታ ከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዘስዕብ ስጎምቲ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ ፡፡

8 እቲ ሰነድ ሽም: ኣድራሻ : ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ፡፡

9 እዚ ሰነድ እንትምልኣ ብቲ ዝቀረበ ዝርዝር ረቆሒታት መሰረት ክምላእ አለዎ ናይ ባዕልካ ዝርዝር ረቆሒታት ምእታዉ ኣይፍቀድን፤

10 ግልፂ ኣይኮነን አሉ ምስ ዝኣምን ድማ ብኣካል ቀሪቡ ክሐትት ይግባእ፡፡

11 መከበሪ ጨረታ ንነብስከወፍ 10000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዝልቀቀሉ ሰዓራይ ዉዕሊ ምስ ኣሰረ ይከዉን፤

12 ሰዓራይ ዉዕሊ ክኣስረ ከአሎ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዉዕል መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል፤

13 ናይ ጨረታ 21/09/2011 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት፡፡

14 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ፡፡

15 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ን 20 መዓልቲ ይከዉን፡፡

16 ጠቅላላ ወፃኢ ብናይ ሰዓራይ ዝሽፈን ይከውን፡፡ ንኣብነት ነዳዲ፣ኣበል በዓል ሞያ ኦፕሬተር፣ መምፅእን መምለስን ሎቤት ፣ ምብልሻይ ክራይ ዶዘር ማሽን ዝዓይነታ እንተጋጥም ማለት እዩ፡፡

17 ዝሰዓሮ ንብረት 260 ሰዓታት ሰሪሑ ከረክብ ዝክእል፤

19 እተ ቤት ፅሕፈት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይዂን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

20 እቲ ቤት ፅሕፈት ከምኣድላይነቱ 25 ሚኢታዊ ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ፡፡

 ናይ ቆረፃን ፀረጋን ዝጅመረሉ ቦታ ከምዚ ዝስዕብ ይከውን፡፡

1 መበገሲ ቦታ ዓዲ ዳዕሮ ቆረፃን ፀረጋን ዝካየደሉ ቦታ ጎዲፋይ እንዳ ሙስሊም ቁልቁለት ዝርከብ ቦታ ርሕቀት ቦታ 29 ኪ.ሜትር ሰዓት 120

2 መበገሲ ቦታ ዓዲ ዳዕሮ ቆረፃን ፀረጋን ዝካየደሉ ቦታ ዓዲ ክልተ እንዳ ህበይ ቁልቁለት ርሕቀት ኪሎሜትር ካብ ዓዲ ዳዕሮ 32 ኪሎሜትር ቆረፃ ዝጅመረሉ ቦታ በዝሒ ሰዓት 70

3 መበገሲ ቦታ ዓዲ ዳዕሮ ቆረፃን ፀረጋን ዝካየደሉ ቦታ ደጉዓለት ክሳድ ትኩል ርሕቀት ኪሎሜትር ካብ ዓዲ ዳዕሮ 52 ኪሎሜትር ቆረፃ ዝጅመረሉ ቦታ በዝሒ ሰዓት 70 ድምር 260 ሰዓት ይከውን፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344-320094 ምድዋል ይከኣል፡፡