ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክተቅርቡ ትክእሉ ፤

2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለኩም፤

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን/ ምስክር ወረቀት ዘለኩም፤

4 ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ እትቀርቡ፤

5 ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ዘለኩም፤

6 ሰዓርቲ ጨረታ ውዕሊ ካብ ዝአሳርዎ መዓልቲ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና እቲ ንብረት ኣተዊ ዝገብሩ፤

7 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ከምኡውን ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ዘለዎን ክህልዎ ይግባእ፤

8 ተጫረቲ ዘየምለስ 30.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓውዜን ከ/ስ/ዕ*ን/ፋ/ምም/ንብረትን ህንፃ 3 ካብ 06/09//2011ዓ/ም ክሳብ 19/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡00 እናመፃእኩም ክትወስዱ ትክእሉ፤

9 ተጫረቲ ንመከበሪ ውሕስና ጨረታ ሎት 1 መሳርሒ ህንፃ 4000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ሎት 2 ሞተር ተሽከርከርቲ 6000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ሎት 3 ንዕጥቂ ሰፖርት 4000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ ኣለኩም፡፡

10 እቲ ጨረታ ን 10 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ይከውን፡፡

11 እቲ ጨረታ 19/09/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓውዜን ኣብ ከ/ስ/ዕ*ን/ፋ/ምም/ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡

12 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0348-670208/ 0914-122418/ 0942-016205 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡