ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ /ቲን/ ናምበር ከቅርብ ዝክእል፤

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ /ቫት/ ምዃኖም መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ሰነድ ጨረታ ካብ 01/09/2011ዓ/ም ክሳብ 15/09/2011ዓ/ም ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ማሕበር ተጋደልቲ ትግራይ ምውሳድ ትክእሉ፤

5 ሰነድ ጨረታ 15/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

6 እቲ ማሕበር ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ትሕቲ ኣብርሃ ካስትል ካሕሳ ህንፃ 1ይ ደብሪ ብስ.ቁፅሪ 0342-415705/0914-769195 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡