ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ

1 ቲን ናምበር፣ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ንግዲ ፍቃድን ኦርጅናልን ኮፒን ይተሓሓዝ፤

2 ትካልና ናይ ምቅናስን ምዉሳክን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

3 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ ካብ 28/ 8/ 2011 ዓም ጀሚሩ ኣብ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቁጽሪ 117

4 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት ሓሙስ 02/09/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ሰዓት

5 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ሓሙስ 02/09/2011 ዓም 9:30 ድሕሪ ሰዓት

6 ድርጅትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

7 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት በዘይ ምርካቦም ካብ ምክፋት ኣይተኣጎጋሉን፡፡

8 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉ ዝክፈተሉን ቢሮ ቁፅሪ ህንፃ ቀደማይ ወያነ ብሎክ ሀ ቢሮ ቁፅሪ 117፤

9 እዚ ከም ዉዕሊ ሰነድ ኮይኑ የገልግል፡፡

10 ተጫረቲ ጨረታ መከበሪ ስፒኦ 3000 ከትሕዙ ይግባእ፡፡

11 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ሳይት ፕሮጀክት ኣብ ውሽጢ 3 ወርሒ ከረክብ ዝክእል፤

12 መግዝኢ ሰነድ ጨረታ 50 ብር፤

13 ተጫረቲ ናብቲ ዝስራሕ ዘሎ ሳይት ብኣካል ወሪዶም ምርኣይ ይክእሉን ፤

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914-709591/0914-313755/ 0914-016289 ምድዋል ይከኣል፡፡