ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዓ/ ጉዶም ዝአረጉ ንብረት ናይ ማይ ፓማብ ኬብል ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረታትን ኣጫሪቱ ክሸጥ ይደሊ
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2006 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን::
2 Tin መፍለይ ቁፅሪ ዘለኩም::
3 ኩሉ ዶክመንት ኦርጅናል ፎቶ ኮፒ ነኒበይኑ አበ ዝተአሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል::
4 ጨረታ መክበሪ 3000.00ብር (ሰለስተ ሽሕ ብር) ብስፒኦ ወይ ብጥለ ገንዘብ ክትሕዝ አለዎ::
5 ጨረታ ዶኩመንት ዝርዝር ዝሐዘ ዘይምለስ 50.00( ሐምሳ ብር) ብምክፋለ ካብ ዕለት 17/11/2006 ዓ/ምጀሚሩ ካብ ቁፅሪ 3 ምዉሳድ ይካአለ እዩ::
6 መሸናፋይ ኣካል አሸናፍነቱ ምሰ አረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ማዓልቲ ዉዕሊ ይአስር::
7 አሸናፋይ አካል ዉዕሊ ምሰ አሰረ ኣበ ዉሽጢ 5 ማዓልቲ እቲ ንብረት ኣበ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ዓ/ ጉዶም መፂኡ ከረክበ ዝክእል ::
8 መሸናፋይ አካል ክሳብ ሙሉእ ንሙሉእ አጠቃሊሉ ገንዘብ ክሳበ ዝከፍል ካብ ዋግኡ 10 % ፕሮፎርማንስ ቦንድ ከትሕዝ አለዎ::
9 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 01/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 6:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ማዓልቲ ሰዓት 8:30 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉዎ ይክፈት::
እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ ተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዪ::
ተወሳኪ ሐበሬታ ብሰቁ 0344-37-00-96