ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድን መለለይ ካርድን ዘቅርብ

2 ቫት ተመዝገብትን ቲን ግብሪ ከፍልቲ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ዝጫተትዎ ዝርዝር ንብረት ዝገልፅ ብሕጋዊ ማህተም ዝተረጋገፀ ዘቅርብ

4 ሰዓራይ ናይ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

5 ንናይ ማይ መጋጣምን መስርሕን ኤሌክትሮኒከስን ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 100 ብምግዛም ዉዕሊ መክበሪ ብር 6000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ብCPO ከትሕዙ ዝክእሉ

6 ንናይ ፅሕፈት መሳርሕን ብስክሌትን መቅረብቲ TOTን ቫትን ተመዝገብቲ ዝኾኑ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብርር 100 ብምግዛእ ዉዕሊ መክብሪ 500 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብCPO ከትሕዙ ዘክእሉ ተወዳደርቲ

7 ኩሉም ዓይነት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ በናይ መቕረባይ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈትና ክቅርብ ዝክእል
8 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 27/01/2008 ክሳብ 22/02/2008 ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይካኣል

9 ጨረታ ሰነድ ናይ ማይ መገጣጠምን መሳርሕን ኤሌክትሮኒከስ ዝዕሸገሉ ዕለት 22/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ዝከፈተሉ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ብተመሳሳሊ ዕለት ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ ይኸዉን

10 ናይ ፅሕፈት መሰሳርሕን ብስክሌት መቀረብቲ ጨረታ ሰነድ ዝዕሸገሉ ዕለት 23/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ኾይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 23/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቐትሪ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉዎ ይክፈት

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ሙሉእ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ