ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓዲግራት

1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት

2 ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት

3 ናይ ሳኒተሪ ኣቑሑት

4 ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑት

5 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት

6 ናይ ቢሮ ኣቑሑት (ፈርኒቸር ) ከካብ ዝምልከቶም ሕጋዉያን መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ናይ ሕድሕድ ጨረታ ሰነድ መምርሕን ዘይምለስ ብር 20 ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ ዕለት 24/01/2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/02/2008 ዓም ሰዓት 5:00 ቅደሚ ቀትሪ ሰነድ ጨረታ ካብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ዓድግራት ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳ/ፋይ/ንብ /ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 03 ምዉሳድ ይከኣል
  • ናይ 2007 ዓ/ም ዝተደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ማቅረባይነት ብተወሳኪ ድማ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ቲን ብምቕራብ ንዕዑ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይከኣል
  • ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 09/02/2008 ዓም ሰዓት 6:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትረሪ ይክፈት
  • ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ተታሒዙ ስለዘሎ ንዝርዝር ጨረታ መምርሒ ካብኡ ምርዳእ ይከኣል
  • ንዝድለ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 45 01 77 ብምድዋል ክሓቱ ይኽእሉ