ቤት ማዘጋጃ ከተማ ፍረወይኒ

1 ናይ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ መዓልቲ ቅዳሕ ዘቅርብ፤

2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ዘትሕዝ፤

3 ሰነድ ጨረታ ዝውሃበሉ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 25/07/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 09/08/2011ዓ/ም ንተኸታታሊ 10 ማዓልትታት ይኸውን።

4 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 09/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ 8:30 ይኸውን።

5 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ምስ ሰነድ ጨረታ ናብቲ ሳንዱቅ የእቱ።

መተሐሳሰቢ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምዃኑ ንሕብር።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470283 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።