ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ደረጃ 1 ኣርኪቴክታትን መሃንዲሳትን ዝተሓደሰ ናይ መማከሪ ፍቃድ ዘለዎም፤

2 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቓድ ንግድን መለለይ ቁፅሪ ዘለኩም፤  

3 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም ካብ ቤት ዕዮ እቶትን ጉምሩክን ናይ ወርሒ ለካቲት ዕዳ ኣፕ ምካንኩም ዝገልፅ መረዳእታ ክተቅርቡ ኣለኩም፡፡

4 ኣብ መንግስታዊ ኣብያተ ዕዩ ምዝገባ ሰነድ ዘለኩምን ተጫረቲ ናይ ቴክኒክን ፋይናንሻል ሰነድኩም ሓደ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ ይግባእ፡፡

5 ጨረታ መኸበሪ 50000.00 ብር ብሲፒኦ ወይ ቼክ ክትሕዙ ዝኽእሉ፤

6 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ንምርካብ 1000.00 ሽሕ ቅርሺ ብምክፋል ብኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ክፍሊ ዕድጊት ክትወስዱ ትክእሉ፤

7 ተጫረቲ ንእትደልይዎ ዝርዝር ኩነታት ሰነድ ጨረታ ምርካብ ትክእሉ፤

8 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 መዓልታት ዘፀንሕ ኮይኑ ንመበል 16 መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ይረከቡ ኣይረከቡ እቲ ጨረታ ይክፈት፡፡ ኮይኑ ግን እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ብካላንደር ዕፁው እንተኮይኑ በቲ ቀፂላ ዘላ ዕለትን ሰዓት ይክፈት፡፡

9 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0342-404674/0344-408976 ምርካብ ይካአል እዩ፡