ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ

1 በቲ ዓዉዲ ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 መቅረባይነትን ቲን ነምበርን ዘለኩም

3 መክበሪ ጨረታ  ብሲፒኦ ወይንም  ብጥረገንዘብ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 መረዳእታ ተወሳኪ እሴት ታክስ ናይ ነሓሰ 2007 ዓ ∙ም ዘቅርብ ወይንምድማ  ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

5 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 13 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ክሳብ  3 ጥቅምቲ 2008 ዓ∙ ም እንትከዉን  እቲ ጨረታ ዕለት 4 ጥቅምቲ  2008 ዓ∙ ም ሰዓት 8 ፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ይክፈት

6 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ናብ ማእከል ምርምር ሓመድ ሽረ ንብረት ክፍሊ ዘረክብ  ምካኑን ንብረቱ ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ክፍሊት ዝፍፀመሉ መካኑ ንሕብር

7 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

8ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0344440604 ወይንድማ 0344440201   ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።