ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኣብ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰን

2 ክሳብ ሐዚ ዝሰርሕዎም ናይ ምምካር ስራሕቲ እንተነኣሰ ብስም ተወዳዳሪ ዝፍለጥ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

4 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ጀነሬተርን ቴክኒካሊን ፋይናንሻልን ነኒበይኑ ዶክመንት ሓደ ኦርጂናል ክልተ ቅዳሕ ጨረታ ሰነድ ናይ ስራሕ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ፣ ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቐት ቫት ወይ ቲኦቲ ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ኣማሊኡ ከቅርብ ዝክእል፣ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ባት ዲክላሬሽን፣ ናይ ቫት ምዝገባ ምስክር ወረቀት፣ ቲን ካለኦትን መረዳእታ ከማልእ ዝክእል፤

4 ተወዳደርቲ ዶክመንት ፕሮፖዛል ብፖስታ ዝተዓኸገ ጌሮም ምስ ምሉእ መረዳእታ ኣድራሻኦም ገይሮም ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 መከበሪ ጨረታ ብር 5000.00 ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 መከበሪ ውዕሊ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 መቅረቢ ካብ ውዕሊ ዝኣሰረሉ ናይ ምምካር ስራሕቲ ንምክያድ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

ክጫረት ዝደሊ ኣካል፤

1 ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 100.00 ከፊሉ ክወስድ ዝክእሉ፤ ሰነድ ጨረታ ካብ መቐለ ዋናን ቤት ፅሕፈት ማደኣት ቁፅሪ 19 ፋይናንስ ዕ/ንብረት ምም/ር ከወስድ ይክእሉ፤

2 ዝተመልአ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማደኣት መቐለ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ፤

3 ጨረታ ሳንዱቅ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 06/07/2011 ክሳብ 23/07/2011 ዓ/ም ይከውን፤

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 23/07/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ሰዓት ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 23/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይከውን፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፤