መቐለ ዓይነ ስውራን ሓዳሪ ቤት ት/ቲ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኣብ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ኮፒ ዘቅርብ፣ ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ፤

2 ቲን ቁፅሪ ዘቅርብ፤፣ ቫት ተመዝጋቢ ኮፒ ዘቅርብ፤ ትክክለኛን ፅሬቱን ሰታንዳርዱ ዝሓለወ ዘቅርብ፤ንዝፍጠር ፀገም ሓላፍነቱ ዝወስድ፤

3 ጨረታ ትሕጃ ዝምለስ 3000.00 ሽሕ ብር ናብ 1000136800748 ኣብ ባንኪ ኣታዊ ዝገብር፤

4 ኣብዚ ጨረታ ዝተማልኡ ነጋዶ ዘይምለስ ብር 30.00 ብምክፋል ሰነድ ክትወስዱ ትክእሉ፤

5 እዚ ጨረታ ካብ 04/07/2011ዓ/ም ክሳብ 12/07/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃአኩም ክትወስዱ ትክእሉ፡

6 እዚ ጨረታ 13/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

7 ቤት ት/ቲ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስ.ቁፅሪ 0344-404290 ምድዋል ይከኣል፡፡