ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ

1 ቲን ናምበርን ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ ምዝገባ ምስክር ወረቐትን ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክላሬሽን ከቅርቡ ኣለዎም፤/ቲኦቲ ተመዝገብቲ ውን ምውድዳር ትክእሉ፤

2 እቲ ተጫራታይ ዘቅረቦ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ነንበይኑ፤ ኦርጂናል ምስ ፎቶ ኮፒ ኣብ ዝ/ዩ ኢንቨሎፕ ነንበይኑ ተዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ብዝምልከቶ ኣካል ምስተረጋገፀ ተቐባልነት ይረክብ፤

4 ትካልና ናይ ምቅናስን ምውሳክን መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

5 ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 29/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ብር 150.00 ብምክፋል ክዕድጉ ዝክእሉ፤

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ንግሆ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

7 እቲ ጨረታ ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውዎ ይክፈት፤ ኣድላይ ሰነድ ኣብ ዘማልኣሉ ድማ ብዘይምርካቦም ካብ ምክፋት ኣይተኣጓገልን፤

8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ሲፒኦ ብር 20000.00 ሽሕ ብር ኦርጂናልን ፋይናንሻልን ሰነዶም ኣተሓሒዞም ዘቅርቡ፤

9 ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

10 ጨረታ ሰነድ ዝርከበሉን ዝክፈተሉን ኣብ ህንጻ ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ሀ /A/ ቢሮ ቁፅሪ 117 እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-410233/0914-706779/0914-481666 ምድዋል ይከኣል፤