ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

1 ናይዚ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኣብ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰን

2 ብናፍጣ ዝሰርሕ ጀነሬተር ዓቅሚ 8-10 ኪሎ ዋት ከቅርብ ዝክእል፤

3 ዘድሊ ገመድን መማልኢ ኣቅሑትን ኣማሊኡ ክገጥምን ሞኪሩ ከረክብን ዝክእል፤

4 ቴክኒካሊ ትሕዝቶ ናይቲ ንብረት ዘርዚሩ ንበይኑ ብፖስታ ከቅርብ ዝክእል፤

5 መከበሪ ጨረታ ብር 10000.00 ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

6 ቀረብ ብዝወፀ መዘርዝር መሰረት ከቅርብ ዝክእል፤

7 መከበሪ ውዕሊ 7 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል፤

8 መቅረቢ ካብ ውዕሊ ዝኣሰረሉ ኣብ ውሽጢ 15 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል፤

ክጫረት ዝደሊ ኣካል፤

1 ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 50.00 ከፊሉ ክወስድ ዝክእሉ፤ ሰነድ ጨረታ ካብ መቐለ ዋናነ ቤት ፅሕፈት ማደኣ ት.ቁፅሪ 19 ፋይናንስ ዕ/ንብረት ምም/ር ከወስድ ይክእሉ፤

2 ዝተመልአ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማደኣት መቐለ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ፤

3 ጨረታ ሳንዱቅ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 27/06/2011 ክሳብ 03/07/2011 ዓ/ም ይከውን፤

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 03/07/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ሰዓት ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 03/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይከውን፤

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ፤