ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ክ/ከ/ቀ/ወ/ት/ፋ/ኣቅ/ጨ/መ/ቁፅሪ ሎት ቁፅሪ 00 ናይ ግሪነሪ ናይ ሲፒኦ ዋጋ 5000.00 ቅርሺ

ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማእሉ ይግባእ

1 ብስራሕቲ ግሪነሪ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ 2011ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩምን ሓዱሽ ፍቃድ ዘውፃእኩምን፣ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ዘለኩም፣ ዝቀርብ ዋጋ ብዝቀርብ ረቃሒ መሰረት ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም ዋናን ፎቶ ኮፒን ከቅረብ ዝክእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዘዓረፎ ፖስታ ዘቅርቡ፤

3 ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 13/07/2011 ዓ/ም ኮይኑ ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

4 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም፤ ሰነድ ጨረታ ኣብ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ምም/ር/ንብረትን ኣብ ስራሕ ሰዓት እናከድኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምዃንኩም ይሕብር፤

ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937-023598 ወይድማ 0342-405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፤