ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ቤት ትልምን ፋይናንስን

ተጫረቲ ንዞም ዝስዕቡ ረቆሕታት ከማልእሉ ይግባእ

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈለን፣ ዝተሓደሰ ፍቃድ ዘለዎም፣ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር/ ፣ ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበ መረጋገፂ ዘቅርብን፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ወርሓዊ ፀብፃብ ዘቅረበ ቁፅሪ ሒሳብ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሓደ ዋና ሰነድን ክልተ ቅዳሕን ከቅርብ አለዎ፤ ናይ ትካሎም ማህተምን ዝዓረፎ ፖስታ ዘቅረቡ፣

2 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ናይ ሲፒኦ ዋጋ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል፤

3 እቲ ጨረታ ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 13/07/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ይክፈት ፤

4 እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ መዐደጊ 50.00 ቅርሺ  ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቀዳማይ ወያነ እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል፤

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ፤

ኣድራሻና ኣብ ክፍለ ከተማ ቐደማይ ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ከባቢ ጁብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 17 እዩ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0937-023598 ወይድማ 0342-405123 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል