ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ

ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን: ናይ መቅረባይ መፍለይ ቁፅሪ /Tin number/: VAT ተመዝጋቢ ዝኮነ : VAT ዲክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ : ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዝኾነ መረጋገፂ ዘቕርብ::

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ቢሮና ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 110 ካብ ዕለት 19/06/2011 ዓ/ም ጀሚሩ 30.00 ቅርሺ ብምኽፋል ምዉሳድ ይካአል::

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 5000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር) ብሲፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕዝ ዝኽእል

4 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 19/06/2011 ዓ/ም ጀሚሩ 09/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይኸውን።


5 ጨረታ ዕለት 09/07/2011 ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎቶም ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይኸውን።

6 ነቲ ንብረት አብ ዉሽጢ 60 መዓልቲ ኣሐቲሙ ዘቅርብ::

7 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

8 ተጫረቲ ሰነድኩም ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ንክተእትው ንሕብር።

9 ኣድራሻና ከባቢ ጥዕና ጣብያ መቐለ ፊትንፊት ፎቶ ደሰታ ዝርከብ ህንፃ አብርሃም ደስታ ቀደማይ ደብሪ::

10 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-400177 ደዊልክ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::