ማሕበር ባህሊ ትግራይ

1 ተወዳደረቲ ትካላት ቅድሚ ሐዚ ዝሰርሑዎም ከምዚ ዓይነት ስራሕቲ ዝምልከት መረዳአታ ፎቶ ኮፒ ከቅርቡ እንተክኢሎም ዕድሎም ዝሰፍሐ ይከውን፤

2 ንዝትፈላለያ ትካላት ስፖንሰር ብምሕታት ዕውት ስራሕቲ ክሰርሕ ብቅዓት ዘለዎ፤

3 እቲ ኣለሻ ስፖንሰርሺፕ ንማሕበር ባህሊ ትግራይ ኣይምልከትን፤

4 ፕሮሞተራት /ተጫረቲ/ ሕጋውያን ን2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃዶምን ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ቲን ናምበር ፎቶኮፒ ኣተሓሒዞም የቅርቡ፤

5 ካብ ቤት ፅሕፈትና ናይ ቴክኒክ ፋይናንሳዊ መግለፅን ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 20.00 ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ፤

6 ነቲ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፊርማን ተመሊኡ ዕለት 15/06/2011ዓ/ም ክሳብ 28/06/2011 ሰዓት 11:00 ጥራሕ ኣብ ናይ ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቅ የእትው፤

7 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 29/06/2011 ሰዓት 3:00 ይከውን

8 ሰዓሪ ምስትፈለጠ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ቀሪቡ ውዕሊ ስራሕ ብምእሳር ሰራሕ ክጅምር ኣለዎ፤

9 ቤት ፅሕፈተና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-407308/0914-700638 ምድዋል ይከኣል፤