አዝሚ ስቲል ስትራክቸር ኢንጅነሪንግ

1 በዘፈር ኤሌክትሮ መካኒካል ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ግብሪ ከፈልትን ዋንኡ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ዝክእል፤

2 እንተነኣሰ ልዕሊ ክልተ ፕሮጀክታት ተኪሉ ዘረከበን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

3 ንተከላ ዘድልዩ ክሬን፣ ዌልዲንግ መሽን ፣ጀኔሬተር ካልኦት መሳርሕታትን ከቅርብ ዝክእል፤

4 ንጨረታ መከበሪን ጨረታ እንተሸኒፉ ድማ ንመከበሪ ውዕሊ ኮይኑ ዘገልግል ብር 50000.00 ሽሕ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

5 ሰዓራይ ምዃኑ ምስተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ዘድሊ ኣማሊኡ ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

6 እቶም ልዕሊ ክብሉ ዝተገለፁ እተማልኡ ተጫረትቲ ካብ ዕለት 15/02/2019ዓ/ፈ ክሳብ 25/02/2019 ዓ.ፈ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ ብር 100.00 ብምክፋል ኣብ ውሽጢ መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ካብ ዝርከብ ናይ አዝሚ ስቲል ስትራክቸር ዕደጋ መምርሒ ምርካብ ትክእሉ፤

7 ጨረታ ዕለት 25/02/2019 ዓ.ፈ ልክዕ ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 9:30 ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፤

8 ተጫረትቲ ሰነዶም ዝተማልአ እንተኮይኑ ብዘየለውሉ ይክፈት፤

9 ትካለና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይ ድማ  ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-7276666 ምድዋል ይከኣል፤