1 ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈለን ናይ 2008 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘተመዝገበን ወርሓዊ ሒሰብን ዝፈለጠሉን ወይ እዉን ናይ መኪና ኢድ ንዝመልኡ አይምልከትን
3 ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ መረብ ለከ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት መስከረም 5 2008 ዓም ክሳብ መስከረም 19 2008 ዓም ምዉሳድ ይከኣል
4 ናይ ጨረታ ፖስታ ቅድሚ ምክፋቱ 3000 መክበሪ ጨረታ ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎ
5 እቲ ጨረታ 19 መስከረም 2008 ዓም ሰዓት 400 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 430 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ መረብ ለኸ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም ኬዝ ቲም ይክፈት
6 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0345550125 ደዊልኩም ሕተቱ