ማሕበር ባህሊ ትግራይ

1 መጠን መፅሄት ወርዲ 22ሴ.ሜ ቁመት 24 ሴሜ ዝኮነት፤

2 በዝሒ ብቁፅሪ 500 መፅሄት (ኮፒ)

3 ናይ ሽፋን መፅሄት ሕብራዊ ኮይኑን 250 ግራም ሃርድ ፔፔር ላምኔትድ

4 ናይ ዉሽጢ ወረቀት 150 ግራም ኮይኑ ፅሑፋቱ ሙሉእ ብሙሉእ ሕብራዊ

5 በዝሒ ገፅ 40 ናይ ዉሽጢ

6 ናይ ዲዛይን ኣዉት ላይ ስራሕቲ ኣካቲቱ

መተሓሳሰቢ፤

1 ተጫረቲ ንግዲ ፍቃድቁምን ቲን ቁፅሮምን ፎቶ ኮፒ አተሓሒዞም የቅርቡ፤

2 ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ብር 3000 ብስፒኦ ከቅርቡ ይግባእ፤

8 እቱ ሕትመት ንምቅፃል ሐደ ኮፒ ሰሪሖም ከቅረቡ አለዎም ድሕሪ ስምምዕነት ሙሉእ ሕትመት ይቅፅል

9 ተጫረቲ ዝሰርሑሉ ዋጋ መሊኦም ብዝተዓሸገ ፖስታ ማሕተምን ፊርማን ተማሊኡ ካብ 27/05/2011 ክሳብ 06/06/2011ዓም ሰዓት 10:00 ጥራሕ ኣብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ጨረታ ሳንዱቅ የእትዉ

10 እቱ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 07/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00

11 እተቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫት ወይ ብዘይ ቫት ምካኑ ክግለፅ አለዎ ተዘይተገሊፁ ምስ ቫቱ ከምዝኮነ ይቁፀር፤

12 ዝሰዓረ ተጫራታይ ዝሰዓሩ ምካኖም ካብ ዝተፈለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ከስርሕ ክጅምር ይግባእ፤

13 እቱ ስራሕ ሰሪሑ ዘረከብሉ ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ክንደይ መዓልቲ ሰሪሑ ከምዝረክብ ብግልፂ ከቅምጥ አለዎ ፤ዝሓፀረ ግዘ ዘቅርብ ዝበለፀ ተመራፃይ ይከዉን፤

14 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰልን ዝተሐለወ እዩ፤