ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ከተማ ኮረም

1 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎም

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ንቱቦን መገጣጠሚን ቆፃሪትን 50.00 ቅርሺ፣ ንመሳርሒ ፅሕፈት 30.00 ቅርሺ፣ንኣቑሑ ኤሌክትሮኒክስ 30.00 ቅርሺ፣ ናይ ቢሮ ኣቑሑ ፈርኒቸር 30.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል።

3 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 20/05/2011ዓ/ም -07/05/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ 15 ናይ ስራሕ መዓልትታት እንትኸውን እቲ ጨረታ ካብ 08/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ደ/ከ/ስ/ፋ/ምመ/ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 03 ይኽፈት።

3 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ዝርዝር ረቋሒታት ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል።

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-510048/0345/510020/0931-203906/0927-758216 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::