ኤጀንሴ ልምዓት ዳኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ክሳብ 21/05/2011ዓ/ም ሰዓት 11:30   

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 22/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406363 ምድዋል ይከኣል::