ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ርክብን ክልል ትግራይ

1 ንግዲ ፍቃድ ፤መለለይ ቁፅሪ፣ ግብሪ ዝከፈለሉ፤ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ሒዞም ክመፁ ዝክእሉ፤   

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/05/2011ዓ/ም ክሳብ 21/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 21/05/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ኣብ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ደጀን ቢሮ ቁፅሪ 2-20 ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400527 ምድዋል ይከኣል::