ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/05/2011ዓ/ም ክሳብ 20/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/05/2011ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል::