ማእኸል መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ኣግበ

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዋ/ዎ፤

2 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ፤

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /tin No/ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ ታሕሳስ ቫት ዲክለር ዝገበሮ ከቅርብ ዝክእል

6 ብኣፍልጦ ዘለዎ ባንኪ ዝተረጋጸ ሲፒኦ ብሽም ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት 14/05/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 28/05/2011 ዓ/ም 4:00 ዘይምለስ 30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ካብ ኣግበ ቴ /ሞ /መ /ማእከል ዕ/ንምም/ ር/  ፋይናንስ ክትወስዱ ትክእሉ

8 ናይ ሕድሕድ ዶክመንት ኦርጅናን ኮፒን ብክልተ /2/ ፖስታ ኣሺጉ ናብ ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ዳይ/ዳይ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክአቱ ዝክእል፤

9 እቲ ጨረታ ዕለት 28/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሰሊ ዕለትን ሰዓትን 4:30 ኣብ ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ዳይ/ዳይ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይከፈት

10 ተጫረቲ ንጨረታ መከበሪ ውዕሊ 10ሚኢታዊ ናይ ዝሰዓርዎ ዋጋ ባንኪ ዝተረጋገፀ CPO  ከትሕዝ ዝክእል፤

11 ብኣሸናፊነት ተመዝጊቡ ብእዋኑ ኣቅሑት ንዘይኣቅረበ መቅረባይ በቲ ናይ ጨረታ ደንቢ መሰረት ኣብ መዓቲ 1/1000 ብር እናተቀፅዐ ንብረት ኣታዊ ይገብር

12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ 45 መዓልቲ ይከውን

13

10 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ተቀባልነት የብሉን

11 12  ሰዓርቲ ሰዓርነቶንም ምስ ተገለፀሎም ድሕሪ 3 ናይ ቅሬታ ማዓልቲ በቲ ዝወፀ እስፐስፌከሽን መሰረት ዉዕል ዝኣስርን ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መፅዐንን መረጋፍን ፅሬት ዘለዎ ንብረት ናብ ኣግበ ቴሞ መ ማእከል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዕለትን ከቅርብ ዝክእል ፅሬቱ ዘይሐለወ እንተኮይኑ ድማ በቲ ጨረታ መሰረት ተቀፂዖም እቲ ንብረት በቲ ዝወፀ ስፐስፌከሽን መሰረት አታዊ ይገብሩ

14 ኣብ ጨረታ ክጭበርብሩ ዝፈትኑ ነጋዶ ስጉምቲ ንወስድ ምኳንና ክምኡ እዉን ዘትሐዝዎ ናይ ጨረታ መክበሪ ገንዝብ /CPO/ ዝዉረስ ምኳኑ ምፍላጥ የድሊ

15 አብ እዋን ምክፋት ጨረታ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ክርከቡ አለዎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘይመርካቦም እቲ ጨረታ ንዘይ ምክፋት ኣይንግደድን

16 ተወዳዳሪ ተጫራታይ አብ ዘቅረቦ ናይ ግልፂ ጨረታ ሽሙ፣ፌርሙኡን ኣድራሻኡን ማህተም ነይቲ መቅረባይ ብትክክል ዘየቀመጠን እቲ ጨረታ ዶክመንት ስርዝ ድልዝ እንተልይዎን ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

17 ተጫረቲ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ምስ ቫቱ መሊእኩም ንክተቅርቡ ነፍልጥ ምስ ቫቱ እንተዘይ መሊእኩም ተወሳኪ እሴት ታክስ ከምዝመልአ ይቁፀር

18 ሰዓርቲ ሰዓርነቶም ምስተገለፀሎም ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ በቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ውዕል ዝኣሰርን ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ፅሬት ዘለዎ ንብረት ናብ ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓትን ዕለትን ከቅርብ ዝክእል ፅሬቱ ዘይሓለወ እንተዘይኮይኑ ድማ በቲ ጨረታ መሰረት ተቀፂኦም እቲ ንበረት በቲ ዝወፀ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኣታዊ ይገብሩ፤

19 ኣብ እዋን ምክፋት ጨረታ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ክርከቡ ኣለዎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ብዘይምርካቦም እቲ ጨረታ ብዘይ ምክፋት ኣይግደድን

20 ካሊእ ኣብ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/ 2007 በዘሎ ነዚ መተግበሪ ዝወፀ መምርሒ በዝኣዘዞ መሰረት ይፍፀም

21 ቤት ፅሕፈትና 20% ካብ ሕድሕድ ኣይተም ናይ ምውሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕልዉ እዩ

22 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 09 48 53 62 08 /0345-591505/0914-591108 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ