ሆስፒታል ዓብይ ዓዲ

1 ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ፍቃድን መለለይ ቁፅሪን/ tin number ኣብ ናይ መንግስቲ ግዝኢት ንምስታፍ ዝተወሃበ 2007/8 ዓ/ም መቐረቢ ኮፒ ከተሓሕዝ ዝኽእል
2 አብቲ ቅጥዒ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ እነተኮይኑ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይኸዉን

3 ግልጋሎት ዘመን/expired date/ መድሐኒት እንተዘተመሊኡ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይኸዉን

4 በቲ ዝቐረበ ስፐስፊካሽን  Unit መሰረት ተጌሩ ዋጋ ክምላእ አለዎ

5 ኣብቲ ናይ ጨረታ መምልኢ ቅጥዒ ሕጋዊ ማህተም ክዓርፎ አለዎ

6 ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 29/ 12/ 07 ዓ/ም 7/01/08 ዓ/ም ይኸዉን

7 ሰነድ ዝዉሰደሉ ኣታዊ ዝግበረሉን ቦታ ክልል ትግራይ ሓለዋ ጥዕና ቢሮ መቐለ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 7/01/08 ዓ/ም ሰዓት 8:30

9 ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት 8/01/08 ዓ/ም ሰዓት2:00

10 እቲ ዘሸነፈ መድሓኒት ዉዕል ከቕርብ ዝኽእል እንትከዉን ተዘይ ኣቅሪቡ ድማ 10%ናይቲ ዘሸነፎ መድሓኒት ዋጋ ይቕፃዕ /ይኸፍል

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

ናይ መቕረባይ

ሽም _______

ፈርማ______

ዕለት _______

ንዝበለፀ ሓበሬታ ሞባይል 0914754609 /0914194881 ምሕታት ይከኣል እዩ