1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝኸፈለ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::
2 ኣብ ቢሮ ፋይ/ ኢኮ /ልምዓት ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበሉ ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቅርበ ዝክእል፤
3 ቫትን(VAT) ዝተመዝገበሉ ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌይሮም ከቅርቡ ዝክእል፤
4 ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ኣብ ሐደ ገፅ ኮፒ ጌሮም ከቅርቡ ዝክእሉን፤
5 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ወይ ብጥረ ገንዘብ 5000.00ሽሕ ቅርሺ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝኽእል::
6 ናይ ወርሒ ሕዳር 2011 ዓ/ም ዲክለሬሽን ከቅርብ ዝክእል::
5 ዝተዳለወ ጨረታ ደኩመንት ካብ ኮሚሽን ቢሮ ቑፅሪ 261 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረት ዘይምለስ ብር 30.00 ከፊሎም ክወሰዱ ይኽእሉ
6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሕሉ ካብ ዕለት 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 24/05/2011ዓ/ም ዓ/ም ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል።
7 ጨረታ ዕለት 24/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቐትሪ ዝዕፆ ይኸዉን::
8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 24/05/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ይኽዉን::
ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን20 መዓልቲ ይኸውን።
9 ኩሉ ጨረታ ተወዳደራይ አብቲ ዝተነፀረ ግዜ ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት።
10 ጨረታ ብሸምዒ ዝተአሸገ ናይ ሕድሕድ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ብንፁር የቅምጥ::
11 ሰዓራይ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስርሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይአስር::
10 ሰዓራይ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ናብ ኮሚሽንና ከቕርብ ዝኽእል::
12 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፈተነ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከምዝኾኑ ንቐፃሊ ኣብ ዕዳጋ መንግስቲ ንከይሳተፍ ከምዝግበርን ዘትሓዝዎ መክበሪ ጨረታ ከምዝዉረስን::
13 እቲ ኮሚሽን ዝሓሸ መማረፂ ተረኺቡ ብክፋል ይኹን በሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ
14 ድሕሪ ምዕፃዉ ጨረታ ንዝመፅእ ሰነድ ጨረታ ተቐባልነት ከምዘይህሉ::
15 አብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ንዘይኾኑ ሐሳባት ብመብራህርሁ ብፅሑፍ ምሕታት ከምዝከአል::
16 ንተወሳኪ ሐበሬታ አብ ኮሚሽና ጥቓ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ናይ ሓባር ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 261 ብኣካል ብምምፃእ ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-404417 ምሕታት ይካኣል::